Associazione di Solidarietà e Promozione per l’Eritrea e l’Etiopia
(Italiano) Chiamaci al: +39 02 37052980

ስግረዶባዊ ምንባይ ሕጻናት፣

eritrea nov 05 067

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጲያን ንሰላሳ ዓመትን ዝተኻየደ ደማዊ ውግእን፥ ዳሕራዋይ ዝሰዓበ ናይ ክልተ ዓመት ጎነጽን፣  ማእለያ ዘይብሎም ሕጻናት ብዘይ ኣቦን ኣደን ከም ዝተርፉ ገይሩ ኢዩ። መደብ ስግረዶባዊ ምንባይ ሕጻናት ፍሉይ ኣተኩሮኡ፣  እዞም ሕጻናት እዚኣቶም፣ ብግቡእ ምእንቲ ክዓብዩን፣ ኣብ ማሕበረሰብ ድማ ውሕስነት ዘሎው መጻኢ ምእንቲ ክረኽቡ ዝዓለመ ኢዩ።

ኤርትራ ናጽነታ ብ1993 ስለ ዝተጎናጸፈት፣ ሓዳስ ሃገር ኢያ። ሕዝባ ድማ ብመንእሰያት ዝዕብለለ ስለ ዝኾነ፣ ዓዲ መንእሰያት ኢያ። እስፐ ኦንሉስ፣ እዛ ምጭውቲ ሃገርዚኣ፣ ተስፋ ዘሎዎ መጻኢ ምእንቲ ክትረክብ ኢላ ኢያ፣ ብዝለዓለ መልክዕ ኣተኩሮኣ ናብ መንእሰያት እትገብር ዘላ።  nte ai più giovani, in modo da dare speranza per un futuro a tutto questo bellissimo paese.

ASPE Onlus

ASPE Onlus,Via Cislaghi, 5
20128 - MILANO
Tel. 02 37052980
Fax. 02 25707398

Modulo di connessione