Associazione di Solidarietà e Promozione per l’Eritrea e l’Etiopia
(Italiano) Chiamaci al: +39 02 37052980

ዝተፈላልዩ ፕሮጀክትታት፣

ዝተፈላልዩ ፕሮጀክትታት፣

ኣስፐ ኦንሉስ፣ ኣብ ዝተፈላልያ ኣዚየን ጽጉማት ከባቢታት ኤርትራ፣ ኣገደስቲ ዝኾኑ ፕሮጀክትታት ክተዋፍር ትርከብ ኣላ። እቶም ብደረት ዘይብሉ ለጋስነት ገበርቲ ሰናይና፣ ክሳብ ሕጂ ብዓወት ዝተነጣጠፉ ፕሮጀክትታት፣ ከም  ፕሮጀክት መብራህቲ ምእታው፥ ዔላ ምዂዓት፥ ቤትትምህርትታትን ቤት ሕክምናን ምህናጽ፥ ከምኡውን ነቶም ኣብ ገጠር ዝርከቡ ጽጉማት፣ በብዓይነቱ ዘራእቲ፥ ዘቤታዊ እንስሳ፥ ናውቲ ምሕረስ ወዘተ…ዝኣመሳሰሉ ኢዮን።

ሓድሓደ ንምጥቃስ።

ማእከላይን ላዕለዋይን ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምጽዋዕ።

(ዕላማ ናይዚ ፕሮጀክትዚ፣ ዓብይን ሰፊሕን ፕሮጀክት ንምህናጽ ኢዩ)

ክሊኒክ ኣኽሩር።

(እዚ ፕሮጀክትዚ፣ ብዝተፈላልዩ ሕማም ንዝተጠቕዓ ደቂ ኣንስቲዮን፣ ከምኡውን ብጥሜት ንዝተሃስዩ ሕጻናትን ንምምርማርን ንምሕካምን ዝዓለመ ኢዩ።)

ክሊኒክ ዛግር።

(እዚ ፕሮጀክትዚ፣ ብዝተፈላልዩ ሕማም ንዝተጠቕዓ ደቂ ኣንስቲዮን፣ ከምኡውን ብጥሜት ንዝተሃስዩ ሕጻናትን ንምምርማርን ንምሕካምን ዝዓለመ ኢዩ።)

መዋእለ ሕጽናት፣ ቤት ንባብ፣ መኣከቢ ኣዳራሽ እምባይላ።

ፕሮጀክት ሞጎጎ።

(እዚ ፕሮጀክትዚ፣ ኣብ ገጠራት ኤርትራ፣ ዝተፈላልዩ እቶናት ብምስራሕ፣ ቁጠባዊ ትሕዝቶን፣ ሚዛን ተፈጥሮን ንምሕላውን ዝተወጠነ ኢዩ።) 

 

ካልኦት ኣገደስቲ ፕሮጀክትታት

– ቤት ትምህርቲ ከሰላ፣ (ሱዳን)

– ቤት ትምህርቲ ወድሸሪፎይ፣ (ሱዳን)

ኣዳራሽ ደግረ ልብአ፣ (ዝተፈላልየ ኣገልግሎት ዝህብ)

ኣዳራሽ ፈለዳርብ፣

– ኣዳራሽ አደን፣ (ዝተፈላልየ ኣገልግሎት ዝህብ)

መዋእለ ሕጽናት ሰንዓፈ፣

ቤት ሕክምና ቢምቢልና፣

ቤት ትምህርቲ ሚዔላ፣

ቤት ትምህርቲ፣ ጽርበት ዕንጨይቲ ኣስመራ፣

መንበሪ ጽጉማን ዓዲዃላ፣

ሆስፒታል ሰገነይቲ፣

ኣዳራሽ ሕላይ፣ (ዝተፈላልየ ኣገልግሎት ዝህብ)

– መንበሪ ጽጉማን ምሕላብ፣

– መንበሪ ጽጉማን ሰገነይቲ፣

– ማእከላይ ደረጃ ቤት ትም፣ህርቲ መንደፈራ።

ASPE Onlus

ASPE Onlus,Via Cislaghi, 5
20128 - MILANO
Tel. 02 37052980
Fax. 02 25707398

Modulo di connessione